×

መብራህርሂ ናይ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪን አርባዕቲአን መሰረታትን (ትግርኛ)

መደላዊ:

Description

ኢማም ሙሓመድ ቢን ዓብዱል ወሃብ ረሒመሁሏህ ኡሱሉ ሠላሣን ቀዋዒዱል አርበዕን ብዝብል ሽም ንዝፃሓፉወን ኺታብቲ ሸይኽ ሀይሠም ሰርሓን ብቋንቋ ዓረብኛ ዘዳለውዋ መብራህርሂ እያ። ብኺታብ ኡሱሉ ሠላሣህ ሕድሕድ ውልቀሰብ ኽፈልጠን ግቡእ ንዝኾናሉ ሰለስቲአን ሕቶታት ቀብሪ፣ አሏህ ዝአዘዘሎም ንዝኾኑ ዓይነታት ዒባዳ ከምኡ `ውን ብዛዕባ ብርኪታት ዲነል ኢስላም መብራህርሂ ዝሃቡሉ እንትኸውን ብኺታብ ቀዋዒዱል አርበዕ ድማ ንመሰረታት ተውሒድ መብራህርሂ ሂቦምሉን ሽርኪ ዝገብሩ ሰባት ንክትዖም ከም መርትዖ ጌሮም ንዘምፅእዎም አስባብ ድማ ግቡኡ ዝኾነ መልሲ ሂቦምሉ እዮም። እዚ ኺታብ እዚ በቲ ናይ ዓረብኛ ፅሑፉ ፅቡቅ ዝኾነ አድህቦ ተዋሂቡዎ ዝተዳለወ ካብ ምዃኑ ዝያዳ በቲ ናይ ትግርኛ ትርጉሙ `ውን ዝግቦኦ ዝኾነ ፃዕሪ ተጌሩሉ እዩ ተተርጒሙ።

Download Book

معلومات المادة باللغة العربية